ኣብ ናይ ሕርሻ ስራሕ እንታይ ዓይነት ዕድላት ኣሎ?

ብኮቪድ-19 ድንገተኛ ሓደጋ ምኽንያት ሕርሻ ብዝምልከት ግዝያዊ ሰራሕተኛታት ይሰኣኑ ከምዘለዉ የመልክት። ዞባታት፣ ምምሕዳራትን ዝምልከተን ማሕበራትን፡ ናይ ሕርሻ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ዘበረታትዕ መርበብ ከፊተን ይሰርሓ ኣለዋ። .

ንኸተመልክቱ ኣብዘን ዝስዕባ መርበባት ተኸታተሉ፦

ዘክሩ፡ ኣብ ናይ ስራሕ ቦታ ጸገም እንተለኩም፣ ናይ ስራሕ ሰዓታት ምስቲ ውዕል ዘይሰማማዕ እንተኾይኑ ወይ ናይ ሰራሕተኛታት ድሕነት ዘየማልእ እንተኾይኑ፡ ናብ ናይ ሰራሕተኛታት ማሕበር ወይ ናብ ኑመሮ ቬርደ ቁ. 800905570 ወይ ብላይካ ሞባይል 351 1376335 ጠቁም።

ምንጪ “Lavoro agricolo, le iniziative per incrociare meglio domanda e offerta”, www.integrazionemigranti.gov.it

You may also like...

ትግርኛ
Italiano English (UK) Français አማርኛ العربية বাংলা 简体中文 Español ਪੰਜਾਬੀ Русский Af Soomaali Shqip اردو Wolof ትግርኛ