ስራሕካ ሓላፍነት ወሲድካ ምስራሕ

ናይ ኮቪድ 19 ሓደጋ ክሳብ ዝውዳእ፡ ኣብ ሓደ ስድራ እንተውሓደ ሓደ ቆልዓ ትሕቲ 14 ዓመት ንዘለዎም፡ ኣብ ናይ ግሊ ሰክተር ዝሰርሑ፡ ነቲ ዝሰርሕዎ ስራሕ ተመሳሳሊ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ክሰርሕዎ ዝኽእሉ እንተኾይኖም፡ ንኽሰርሕዎ መሰል ኣለዎም። ስራሕ ደው ኣቢሉ ሓገዝ ዝቕበል ኣብቲ ቤተሰብ ክህሉ የብሉን። ብተወሳኪ ካብቲ ስድራ ሓደ ዘይሰርሕ ወላዲ እንተሎ ነዚ ስራሕ ክሰርሕ ኣይክእልን። ነዚ ስራሕ ንምስላጥ ዝኽእሉ ናይ ኤለክትሮኒክ መሳርሕታት (ንምሳሌ ኮምፒተር) ካብቲ ዘስርሖ እንተዘይቀሪብሉ፡ እቲ ሰራሕተኛ ብዘለዎ መሳርሒ ክጥቀም ይኽእል።

You may also like...

ትግርኛ
Italiano English (UK) Français አማርኛ العربية বাংলা 简体中文 Español ਪੰਜਾਬੀ Русский Af Soomaali Shqip اردو Wolof ትግርኛ