ቡዎኖ ንመግዝኢ ብሽክለታ

ኣብ ናይ ዞባ ዋና ከተማታት፣ ክፍለ ከተማታት፣ ካብ 50.000 ንላዕሊ ናይ ህዝቢ በዝሒ ዘለወን ማዛገጃ ቤታትን ንዝርከቡ ካብ ዕድመ ንላዕሊ ዝኾኑ ሰባት፡ ንብሽክለታ መግዝኢ ዝውዕል “ቡዎኖ ሞቢሊታ” ዝብል ብምድላው ካብ መግዝኢ ዋጋ ናይ 60% ጎደሎ ይረኽቡ። ብዝኾነ ዋጋኣ ካብ 500.00 አውሮ ክበልጽ የብሉን። ካብ 4 መይ 2020 ጀሚሩ (ሕጊ ካብ ዝጸደቐሉ ካብ 26 ኤፕሪል 2020) ክሳብ 31 ዲክሰምበር ን፦

  • ንግሊ መንቀሳቐሲ ዝውዕላ ብእግሪ ዝዝወራ ብሽክለታታት፣ ብኤሌክትሪክ ዝሕገዛ ብሽክለታታት ከም ሴጐይ፣ ሆቨርቦርድ፣ ሞኖ ፓቲነን ሞኖ ዊልን መግዚኢ ይውዕል ።


እዚ ቡውኖ ንሓደ ግዜ ጥራሕ ዝሕተት ኮይኑ ካብዘን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሳ ንሓንቲ መግዝኢ ይውዕል።

You may also like...

ትግርኛ
Italiano English (UK) Français አማርኛ العربية বাংলা 简体中文 Español ਪੰਜਾਬੀ Русский Af Soomaali Shqip اردو Wolof ትግርኛ