ናይ መንነት ወረቐት ሰነዳት ኣገልግሎቶም

ናይ መንነት ወረቐት ሰነዳት ኣገልግሎቶም ክሳብ 31/12/2020 ተናዊሑ
ካብ 18 ማርች 2020 ንደሓር ዝወደቑ ወይ ክወድቁ ዝቐረቡ ብመንግስቲ ጥልያን ዝተወሃቡ ናይ መንነት ሰነዳት ክሳብ 31/12/2020 ኣገልግሎቶም ክናዋሕ ተፈቂዱ። ካብ ዓዲ ጥልያን ወጻኢ ንምጋሽ ግን እ ቲ ኣብ ሰነድ ዘሎ መዓልቲ እዩ ዘገልግል።

You may also like...

ትግርኛ
Italiano English (UK) Français አማርኛ العربية বাংলা 简体中文 Español ਪੰਜਾਬੀ Русский Af Soomaali Shqip اردو Wolof ትግርኛ