ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስክ ምጥቃም ዘገድድ ሕጊ

ናይ 7 ጥቅምቲ (ኦክቶቨር) ሕጊ ከምዘመልክቶ፡ ኩሉ ግዜ ናይ መተንፈሲ መከላኸሊ ማስክታት ክንሕዝ ግድን ሙኳኑ የመልክት። ማስክ ክንጥቀመሉ ዘለና፦

  • ኣብ ኩሉ ክፉት ቦታታት
  • ኣብ ኩሉ ክፉት ይኹን ኣብ ዕጹው ቦታታት ናይ ግድን እዩ፡ ብዘይካ ኣብ ገዛኻ 

ማስክታት ምጥቃም ኣብዞም ዝስዕቡ ግድን ኣይኮነን፦

  • ካብ ሽዱሽተ ዓመት ንታሕቲ ንዝኾኑ ቆሉዑ
  • ማስክ ክጥቀሙ ንዘይሰማምዖም ሑሙማት ሰባት ወይ ስንኩላት
  • ናይ ኣካል ምንቅስቓስ ኣብ ዝካየደሉ

You may also like...

ትግርኛ
Italiano English (UK) Français አማርኛ العربية বাংলা 简体中文 Español ਪੰਜਾਬੀ Русский Af Soomaali Shqip اردو Wolof ትግርኛ